ኢሜይል
ድሕሪ ቁሩብ ሰሙናት ናይ ትምህርቲ ዓመት ክጅመር ኢዩ፡፡ ንመብዛሕትኦም ተማሃሮ ትምህርቲ ብርሕቀት/ ኦንላይን ክከውን ኢዩ፡፡ ነዚ ብዛዕባ ቴከኖሎጂ፤ መግቢ፤ ኣገልግሎት መጽንሒ ቆልዑን ካልኦትን ድሌትኩም ዝሓትት ናይ ወለዲ መሕትት ምምላስ ናብ ቤት ትምህርቲ ነፍስ ወከፍ ቤተሰብ ክመልኦ ንደልይ ኢና፡፡ ካብ ኩሎም ወለዲ ሱታፌ ክሕልወና ኣገዳሲ ኢዩ፡፡ ሓንቲ ስድራ ቤት ሓደ ግዜ ጥራሕ ነቲ መሕትት ዝሓቶ ሕቶታት ብምምላስ ትውድእ፡፡ ነፍስ ወከፍ ስድራ ሓደ መሕትት ጥራሕ ምልኡ፡፡
ነቲ መሕትት ንምጅማር ነዚ ሊንከ ዚ ይጠውቁ፡፡
https://bit.ly/HCPSisBackToSchool
ነቲ ብየማናይ ወገን ኣብ ላዕሊ ዝርከብ ናይ ቋንቋ ምርጫ ነቲ ቋንቋኩም ምምራጽ ከድልየኩም ኢዩ፡፡

